Tuesday 13 June 2017

ጥርዚ ቅልውላው ማእከላይ ምብራቕ

ኣብ ሃገራት ኣዕራብ ዘይርጉእነት ትፈጥር፡ ግብረ ሽበራ ትድግፍ ብምባል ልዕሊ ሓሙሽተ ሀገራት ጋልፍ፡ ንቐጠር ኣግሊለን ዝምድናኤን በቲኸን ኣለዋ። ቀጠር ግና ነዚ ክሲ ብትሪ ትቃወሞ ኣላ።ሱዕዲ ዓረብ፡ ግብጺን ካልኦት ሰለስተ ሃገራት ዓረብ፡ ቐጠር ንኸም በዓል ዳዒሽ ብምድጋፍ ነቲ ዞባ ትሕምሶ ኣላ ኢለን እየን ዝኸሰኣ።እዚ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ጠርዚ ናይቲ ዝጸንሐ ፍሕፍሕን ጽልዋ ናይቲ ኣብዚ ቅሩብ ምብጻሕ ዝገበረ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ እዩ ዝበሃል። ነዚ ዝምልከት ትንታነ ይስዕብ፡
READMORE

No comments: